

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ! ተኣምር ቅዱስ ገብርኤል
ናይ ወርሒ ለካቲት ተኣምሪሁ ለቅዱስ ገብርኤል ሊቀ መላእክት ዜናዊ ፍሳሃ ወሓሴት ጸሎቱን በረከቱን ምስኩላትና ህዝበ ክርስቲያን ይኹን ኣሜን።! በዚ ወርሒ ለካቲት ሰባት ቤተ ክርስቲያን ሃኒጾም ምስ ወድኡ ኣብቲ ቦታ...


በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን።! ተኣምር ናይ ኩቡር መልኣኽ፡ ሊቀ መላእክት ሚካኤል
ናይ ወርሒ መጋቢት መልኣከ ሞኩሩ ንኣብ፡ ናይ እሳት ነበልባል ካብ ኣፉ ዝወጽእ፡ ጥዑመ ዜማ ድንቂ ምስጋና ዝፍልፍለሉ መልኣከ ኢዩ።ልማኑኡን ኣማላድነቱን ፡ ካብ ብግብ ዝበለ ጸልማት ምካድ፡ ካብ ናይ ቀትሪ ጋኒን፡ ካብ...

