top of page
መእተዊ
ደብረ መንክራት ቁዱስ ቂርቆስ ኣብ ብርሚንግሃም ዓባይ ብሪጣኒኣ አትርከብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን አያ።
ታሪክ ናይ ታቦታ ዝኮነ ቁዱስ ቂርቆስ ኣዚዩ ሰፊሕን ዘገርምን አዩ፥ ንመምሃርን ንመፍለጥን ንክኮነና አቲ ታሪክ ከምዚ ዝስዕብ አዩ።
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሓዱ አምላክ!
ካብ እግዚኣብሄር ኣቦናን ካብ ጐይታና የሱስ ክርስቶስን ጸጋን ሰላምን ንኣኻትኩም ይኹን። ኣምላኽ፡ ኣቦ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ፡ ኣቦ ምሕረትን ኣምላኽ ኵሉ ምጽንናዕን፡ ይባረኽ፡
በቲ ንርእስና ኻብ ኣምላኽ እንጸናንዓሉ ምጽንናዕ፡ ነቶም ኣብ ጸበባ ዘለዉ ዘበሉ ዅላቶም ከነጸናንዕ ምእንቲ ኺከኣለናስ፡ ብጸበባና ዘበለ ዜጸናንዓና ንሱ እዩ። ከምቲ ስቓይ ክርስቶስ ኣባና ዚዐዝዝ ዘሎ፡ ከምኡ ድማ ብክርስቶስ ዚዀነልና ምጽንናዕና ይዐዝዝ እዩ። 2ይ ቆሮንቶስ 1
Home: Welcome
Home: Service
Pages

ዲቁና ትምርቲ ቤት
ኣብዚ ፔይጅ እዚ ተፈላለየ ትምርቲ ዲቁና ይርከብ።
ዜማ ውዳሴ ማርያም፣ዜማ ቅዳሴ፣ምስባክ ዘጣቃለል እዩ።
ብሎግ
ኣብዚ ብሎግ አዚ ተፋላለየ ንዕለቱ ዝምልከት ትምርትታት ክወሃበና አዩ።
bottom of page



